OTTAWA — Liberal leadership hopefuls are pivoting and responding to the attention-consuming existential threats to Canadian ...
ንሱ ወሲኹ ከም ዝብሎ፡ እቶም እሙናት ሰዓብቲ ሜጋ [ዳግማይ ኣመሪካ ዓባይ ምግባር] ብዝብል ዝፍለጥ ጭርሖ ትራምፕ፡ እቲ ንዩኤስኤይድ፡ "ንዘይማዕበለ ዓለም ቀዳምነት ብምሃብ" ዝኽተሎ ፖሊሲ ዝወሓጠሎም ኣይኰነን። "ንኣመሪካ ኣብ መወዳእታ ዝሰርዕን፡ ኣብ ከይዲ 'ዶላር ከፈልቲ ግብሪ ዘባኽን' ኢሎም ከም ዝርእዩዎ፡" ...